ክብራ ኣብርሃም

ደራሲት ክብራ ኣብርሃም፡ ወነንቲ ታሪኽ ቀርኒ ኣፍሪቃ ባዕልና ምዃና ክንፈልጥን፡ ከም ህዝቢ ምንባር ክንሓስብን ግድን`ዩ ትብል

“ነጭ ሸማ ” ብኣምሓርኛ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ኣብ ታሪኽን ክብርታትን ህዝቢ ኤርትራ ኣተኩራ ዝተጻሕፈት`ያ። ክብራ ኣብርሃም ኣብ`ዚ ቃለ-መጠይቕ፡ ኤርትራውያን ዘይተሳተፍዎ ታሪኽ ዞባና የለን ትብል።

ሕጂ ዘድልየና ግን፡ ኣብ ፍልልያትና ከየተኮርና ከም ሓደ ህዝቢ እናሓሰብና፡ ንዝምጽእ ወለዶ ስንቂ ኾይና ምሕላፍ`ዩ ትብል።